ምልክት ብስምዒት ነውሪ፡ ሕፍረት (shame) ንዝሳቐ ሰብ

  ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ክፋል ብሕጽር ዝበለ ሕፍረት እንታይ ምኻኑ፡ ካበይ ከም ዝብገስ፡ ጽሒፈ ኣለኹ። ኣብዚ ዝስዕብ ክፋል ከኣ ሕፍረት፡ ነውሪ፡ ኣብ ህይወትና መነባብሮናን ዝግለጸኡ መገዲ ብሕጽር ዝበለ ክገልጽ’የ። ሕፍረት …

ስምዒታዊ ብጽሕና

ስምዒታዊ ብጽሕና “እቲ ፍረ መንፈስ ግና…..ዓቅሊ፡ ርእስኻ ምግታእ’ዩ” ገላ 5:22 ምሳሌ25:28 ብዛዕባ ብጽሕና ብዙሕ ተነጊሩና ኣሎ። ካብ ቁልዕነት ናብ ስብእነት ማለት ናብ ብጽሕና ክዓቢ ኩሉ ሰብ ይደልን ይህንጠይን ይጽዕርና’ከኣ። ዓብዩ …

ብፍርሂ ዝድረኽ ህይወት ሰባት

ብፍርሂ ዝድረኽ ህይወት ሰባት ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ክፋላት ዝተፈላለዩ ጠንቂ ድሪኺት ሰባት ርኢና ኣሎና። ንሎሚ ድማ ብፍርሂ ዝድረኽ ህይወት ሰብ፡ ወይ ሰባት ነቲ ዝገብርዎ ነገራት ስለምንታይ ብፍርሂ ተደሪኾም ከም ዝገብርዎ …

ከረጺት ስምዒት

እብ12:1 – “ምእንትዚ ንሕና ድማ ብኽንድዚ ዚኣክል ደበና ምስክር ተኸቢብና ኸሎና፡ ንኹሉ ዚኸብደናን፡ ነቲ ዝጠብቀና ሓጢኣትን ነርሕቆ” ብዘይካ ‘ቲ ካብ መዓልታዊ ኣተሓሳስባና ዝምንጩ መዓልታዊ ንምከሮ ስምዒታት፡ ሕሉፍ ስምዒታዊ ተመክሮና ዝዋህለሉ …

ብቕርሕንትን ሓርቆትን’ዶ ትድረኽ ትህሉ፧

ብክቱር ቕርሕንትን ሓርቆትን (ናይ ውሽጢ ቁጥዓን) ዝድረኽ ህይወት ሰባት እዞም ብክቱር ቕርሕንቲ – ማለት ሓደ ነገር ምስ ኣኾረየካ ንነዊሕ እዋን ምስሓዝካዮ ናብ ቕርሕንቲ ይቕየር።  ቕርሕንቲ ድማ ኣብ ኩነታትን ኣብ ሰባትን …

Slave Mentality

ባርነታዊ ኣተሓሳስባ

እዚ ሓሳብ’ዚ ኣገዳሲ ካብ ምዃኑ እተላዕለ ብዙሕ ከዘራርበና ኣለዎ። ምስ ዘለና ድሩት ባይታ ግና ኣብ “መራሒ” ዘተኰረ ሓሳብ ክዛረብ’የ። ጭርሖ ብዙሓት፡ ኣነ’ውን ብዘይጥርጥር ዝርዕመሉ፡ “መራሒ እንተጢዑ፡ ኵሉ’ዩ ዝኸስብ” ዝብል’ዩ። ስለዚ …

ስለምንታይ ነቲ ትገብሮ፡ እትገብሮ ዘሎኻ፧

1ይ ክፋል እንታይ እዩ ድሪኺት ናይ ህይወትና፧ ናይ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ህይወት ብገለ ነገር ዝድረኽን ዝድፋእ ወይ’ውን ዝዝወር እዩ። መብዛሕትኡ መዝገበ ቃላት ነታ ድራይቭ (drive) እትብል ናይ እንግሊዘይና ቃል ብከምዚ …

ጠንቂ ሕፍረት (shame)

“ሕፍረት (shame)” ዝብል ኣምር ካብ ርእሰ-ማንነት (self identity) ዝሰፍሐ ዀይኑ፡ ምስ ዘለና ዝምድና ዝተኣሳሰረ እዩ። እዚ ማለት ዝምድናዊ ቃና፡ መንፈስ ዝሓዘለ’ዩ ። ከምቲ ዝሓለፈ ዝጠቐስናዮ፡ “ገበነኛነት” ስለቲ ዝፈጸምካዮ ጌጋ ኣብ …

The Presence Of God

The presence of God God says draw near to Me and I will draw near to you and with that statement God made religion or the ideas of religion void. …

ነውሪ (shame) እንታይ እዩ፧

“ነውሪ”  ቀጥታ ትርጉሙ “ምሽፋን፡ ምሕባእ” (to cover)  ማለት እዩ። ናብዚ ሓሳብ ኣዕሚቅና ቅድሚ ምእታውና ኣብ መንጎ “ነውሪ”(shame) ን “ገበነኛነት” (guilt) ዘሎ ፍልልይ ክንፈልጥ ኣገዳሲ’ዩ ምኽንያቱ ነዞም ክልተ ሓሳባት ሓደ ትሕዝቶ …