ጣቓ ደበና ዘጎልበቦ ኣእምሮ

ዕድሚኡ ኣብ ከባቢ 20ታት እዩ። ካብ ዘረባኡ ብ”ቅዛነት” ካብ ዝሳቐ ዓመታት ከም ዘቁጸረ የፍልጥ። እንተ ‘ዚ ዘለዎ ቅነ ግና ኣዝዩ ስለ ዝበርትዖ ብባዕሉ ክኣልዩ ኣይከለና። ክዛረበኒ ከሎ ንኸዕልል ብዙሕ ድሌት …

“ደለይቲ-ኣቃልቦ”

ብኣንጻሩ ሰባት ኣትሒቶም ክርእዩና፡ ከቃልሉና፡ ሸለል ኢሎም ክሓልፉና ከለዉ ዝስምዓና ቃንዛ ታእላው የብሉን። እዚ ኸኣ ብዘይ ኣፈላላይ ኣብ ኩሉ ሰብ ዘሎ ተፈጥሮኣዊ ስምዒት ስለ ዝዀነ ጌጋዩ ክንብሎ ኣይክንኽእልን። ኩሉ ዋጋን …

ስምዒታዊ ብቅዓት

ስምዒት ጽቡቅ ሕብሪ ዘለዎም፡ መሳጢ፡ ማራኺ፡ ሰሓቢ፡ ኣገዳሲ ዓቀን ዘለዎ፡ ሰብኣዊ ተመክሮ’ዩ። እዚ ኸኣ ሰብ ካብ ዝፍጠር ኣትሒዙ ዝነበረ፡ ንኽንነብርን ብህይወት ንኽንህሉን ኣዝዩ ካብ ዝጠቅመና፡ ኣምላኽ ዝሃበና ውህበት’ዩ። ህይወት ብምልኣት …

ኣብ ቀራና መገዲ

ንግሆ ተሲአ እናጸለኹ ከለኹ፡ ውሽጠይ በዚ መጺኡ ዘይበልክዎ ሓዘን ክውሕጦ ከሎ ተሰምዓኒ። ብዙሕ ጊዜ ክጽሊ ኢለ ክምብርከኽ ከለኹ፡ ፍኹስ እዩ ዝብለኒ። እንተ እታ ንግሆ ግና ከም ዝለመድክዎ ኣይነበረን። ውሽጠይ ዝጓሃየሉ …

ተቀባልነት’ዶ ትደሊ ትህሉ፧

ተቀባልነት’ዶ ትደሊ ትህሉ፧

ብተቐባልነት ዝድረኽ ህይወት ሰባት ብመጉዳእቲ ወይ ድማ ብተነጽሎ ኣብ ገለ እዋን ህይወትና ከምዝሓለፍናን ከምዝገጠመናን ካብ ሓቂ ዝርሓቐ ኣይመስለንን። ንገለ ገሌና፡ እቲ መጉዳእቲ ካብቶም ኣዚና እንፈትዎምን እነፍቕሮምን ሰባት ክኸውን ይኽእል እዩ፡ …

ኸልካሊ ቐጽርታት ንጥዑይ ዝዀነ ርክብ

ኸልካሊ ቐጽርታት ንጥዑይ ዝዀነ ርክብ

ሰብ ክፍጠር ከሎ ንርኽብ፡ ንዝምድና፡ (connection) ተፈጢሩ። እዚ ድማ ንሰብ ዝተዋህበ በረኸት’ዩ። ካብዚ ዝተላዕለ ንዝምድና፡ ምትእስሳር፡ ርክብ ንምምስራት ጽኑዕ ዝዀነ ድሌትን ህንጡይነትን ኣብ ልቢ ሰብ ኣሎ። እ/ሔር’ውን ብወገኑ ከምዚ ክብል …

ክንኩሪ ከለና ከነወግዶም ዘለና ሰለስተ ነገራት

“ኰርዩ ሓጢኣት ኣይትግበሩ። ኣብ ኩራኹም ጸሓይ ኣይትዕረብኩም”ኤፌ4:26 – ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ ኩሉና ንኹሪ ኢና። ኣተኣላልያና ደኣ ይፈላለ ይኸውን እምበር፡ ካብዚ ስምዒት ዘምልጥ የልቦን። ስለ ዝዀረና ግን ሓጢኣት ጌርና ማለት …