“ዝምድናዊ ምሕደራ” ኣብ ስምዒታዊ ብልሒ

…….ብኣኹም ዝመጸ ምስ ኩሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ! “ዝምድናዊ ምሕደራ” ውጽኢት ናይቶም ኣቐዲምና ዝገለጽናዮም ሰለስተ ክፋላት ስምዒታዊ ብልሒ ማለት “ርእሰ ንቕሓት” “ርእሰ ምሕደራ” “ማሕበራዊ ንቕሓት” ‘ዩ። “ዝምድናዊ ምሕደራ” ክንብል ከለና ስምዒት …

“ማሕበራዊ ንቕሓት” ኣብ ስምዒታዊ ብልሒ

……ንብጻይካ ኸኣ ከም ነፍስኻ ኣፍቕሮ ሳልሳይ ክፋል ስምዒታዊ ብልሒ (Emotional Intelligence) ከኣ “ማሕበራዊ ንቕሓት“‘ ‘ዩ። “ማሕበራዊ ንቕሓት” ክንብል ከለና ካብ ገዛእ ርእስና ወጺና ስምዒት ካልኦት እንታይ ምኻኑ፡ ‘ታይ ይዀኑ ከም …

ርእሰ-ምሕደራ ኣብ ስምዒታዊ ብልሒ

…ርእሱ ዘይገትእ ሰብዚ ቀጽሪ ዜብላ ዝፈረሰት ከተማ እዩ። “ምርዳእ ስምዒታዊ ብልሒ” ን “ርእሰ-ንቕሓት” ኣብ ስምዒታዊ ብልሒ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣቐዲመ ጽሒፈ ኣለኹ። ካልኣይ ኣገዳሲ ክፋል ስምዒታዊ-ብልሒ ማለት ርእሰ-ምሕደራ ዝብል ከኣ …

ይቕሬታን ፍትሕን

ኣብዛ ዓለም ዝፍጸም በደል ብዙሕ ‘ዩ። ከምቲ መዳሊ ተበዳሊ ኣሎ። ኣብ ዝተበደለ ዝወርድ ማህሰይትን በደልን ከኣ ከቢድ ክኸውን ይኽእል። ስለ ዝዀነ ብዛዕባ ይቕሬታን ፍትሕን ብዙሕ ክዝረብ ናይ ግድን ዩ። ብዙሕ …

ምህናጽ ስምዒታዊ ብልሒ

ምዒት ሓደ ክፋል ማንነትና ‘ዩ። እዚ ኸኣ ንህይወትናን ናብራንና ውቑብ ይገብሮ። ህይወት ብዘይ ስምዒት እንታይ ምዀነ፧ ፈጣሪ ስለ ዘፍቕረና ካብ ውቑብ ዝዀነ ማንነቱ ኣማቒሉና። ስምዒት ድማ ሓደ ካብቲ ብዙሕ ንሰብ …

ባህሊ ምስትሕፋር እንታይ ‘ዩ፧

ሉ ከም ዝምችኦን ኣብ ቅድሚ የዒንቱን ቅኑዕ ኰይኑ ዝረኣዮን መታን ከይገብር፡ ማሕበራዊ ኣካይዳ ኣብ ዝተፈላለይ ጽፍሒ ስርዓት ዘለዎ ክኸውን ኣለዎ። ነዚ ኸኣ ብዝተፈላለየ መገዲ ክንትግብሮ ይከኣል። ሕግን ስርዓት ቆይሙ፡ ንኹሉ …

ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገም ብዓይኒ ባህልን እምነትን

ድሚኣ 20 ዓመት ይኸውን። ናባይ ዝመጸትሉ ምኽንያት ምናልባት ተሓገዝክዋ ተስፋ ብምግባር ዩ። ከምዚ ክትብል ድማ ኣሉታዊ ተመኩረኣ ገሊጻትለይ። ብዙሓት ሰባት ንስምዒተይ ብዙሕ ጎዲኦሞ ዮም። ኣዝየ ድማ እጭነቅ። ብምኽንያቱ ድማ ብሕማም …

“ኰብላሊ” መታን ከይትኸውን

ካብ ንቕሓት ገዛእ ርእሲ ናብ ዝምድናዊ ምሕደራ ብ ንሕብረተሰብኣዊ ዝምድናን ርክብን (social relationship and connection) ‘ዩ ተፈጢሩ። ሰብ በይኑ ክኽውን ፈጺሙ ጽቡቕ ኣይኰነን። ከም ደሴት ንበይኑ ተፈልዩ ክነብር ተፈጥሮ ኣየፍቕደሉን’ዩ። …