Slave Mentality

ባርነታዊ ኣተሓሳስባ

እዚ ሓሳብ’ዚ ኣገዳሲ ካብ ምዃኑ እተላዕለ ብዙሕ ከዘራርበና ኣለዎ። ምስ ዘለና ድሩት ባይታ ግና ኣብ “መራሒ” ዘተኰረ ሓሳብ ክዛረብ’የ። ጭርሖ ብዙሓት፡ ኣነ’ውን ብዘይጥርጥር ዝርዕመሉ፡ “መራሒ እንተጢዑ፡ ኵሉ’ዩ ዝኸስብ” ዝብል’ዩ። ስለዚ …

ስለምንታይ ነቲ ትገብሮ፡ እትገብሮ ዘሎኻ፧

1ይ ክፋል እንታይ እዩ ድሪኺት ናይ ህይወትና፧ ናይ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ህይወት ብገለ ነገር ዝድረኽን ዝድፋእ ወይ’ውን ዝዝወር እዩ። መብዛሕትኡ መዝገበ ቃላት ነታ ድራይቭ (drive) እትብል ናይ እንግሊዘይና ቃል ብከምዚ …

ጠንቂ ሕፍረት (shame)

“ሕፍረት (shame)” ዝብል ኣምር ካብ ርእሰ-ማንነት (self identity) ዝሰፍሐ ዀይኑ፡ ምስ ዘለና ዝምድና ዝተኣሳሰረ እዩ። እዚ ማለት ዝምድናዊ ቃና፡ መንፈስ ዝሓዘለ’ዩ ። ከምቲ ዝሓለፈ ዝጠቐስናዮ፡ “ገበነኛነት” ስለቲ ዝፈጸምካዮ ጌጋ ኣብ …

ነውሪ (shame) እንታይ እዩ፧

“ነውሪ”  ቀጥታ ትርጉሙ “ምሽፋን፡ ምሕባእ” (to cover)  ማለት እዩ። ናብዚ ሓሳብ ኣዕሚቅና ቅድሚ ምእታውና ኣብ መንጎ “ነውሪ”(shame) ን “ገበነኛነት” (guilt) ዘሎ ፍልልይ ክንፈልጥ ኣገዳሲ’ዩ ምኽንያቱ ነዞም ክልተ ሓሳባት ሓደ ትሕዝቶ …

ስምዒታዊ ተዓጻጻፍነት

“ነኽናኺ” ወይስ “መኰማስዕዒ”፧ ስምዒታዊ ተዓጻጻፍነት ማለት ትኽኽል ዝዀነ ስምዒት ኣብ ትኽኽል ሰብን ኣብ ትኽኽል ኩነትን ብግቡእ ናይ ምትግባር ክእለት ምህላው እዩ። እዚ ኸኣ ኣብዚ ናይ ምድራዊ ጉዕዘና ኣገዳስነት ኣለዎ። ከምቲ …

Power of Vulnerability

One way to manifest humility is by being vulnerable. In bible, one of our calling is to be vulnerable, which most often we are unwilling to do. Vulnerability is about …

ግዳይን ሳዕቤኑን (3ይ ክፋል)

እቲ ኣብ ኢድ ከተርቲ ዝወደቀ መንገደኛ፡ ድሕሪ ‘ቲ ዝገጠሞ ዘይተጸበዮ ሓደጋን ማህሰይትን፡ ኣብ መንጎ ህይወትን ሞትን ተንጠልጢሉ ከሎ፡ በቲ መገዲ ዝሓልፍ ዝነበረ ርሕሩሕ ሳምራዊ ናብኡ “መጺኡ ርእይዎ”። ሉቃ10:33 እዛ “መጸ” …

ኣእምሮኣዊን ስምዒታዊን

ናይ ህይወትና ማእኸል እሔር‘ዩ። ኣብ መንፈስና ሓዲሩ ኸኣ ይሰርሕ። ምሳ 20:27 “መብራህቲ እግዚኣብሄር መንፈስ ሰብ እዩ፡ ንሱ ንብዘሎ ውሻጠ ልቢ ይምርምሮ።” ብመንፈስና ንእሔር ነምልኾ። ዮሃ4: 23,24 እዚ ማለት ግና ብዛዕባ …

ግዳይን ሳዕቤኑን (2ይ ክፋል)

ኩሉ ንትምህርትና ስለ ዝተጻሕፈ፡ ካብዚ ኣብ ሉቃ 10:25 ተዘጊቡ ዘሎ መወዳእታኡ ዝጸበቀ ዘሕዝን ፍጻሜ ንመሃሮ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ኣሎ። እቲ ከታሪ፡ ጸላእ ሰብ ዝዀነ ሰይጣን’ዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ክብል ገሊጽዎ ኣሎ፥ …

ግዳይን ሳዕቤኑን (ሉቃ 10: 25-37)

ኣብዚ ታሪኽ፡ ሓደ ፈላጥ ሕጊ ንየሱስ ከምዚ ኢሉ ምስ ሓተቶ ብምስላ ዝተዛረቦ እዩ። ንብጻይካ ከም ነፍስኻ ኣፍቅሮ ምስ በለ፡ እቲ ፈላጥ ሕጊ ርእሱ ከጽድቅ ደልዩ፡ ብጻየይ’ከ መን እዩ፧ ኢሉ ምስ …