Share your story

“ታሪኽካ ምንጋርን ምዝንታውን” ዓቢ ረብሓ ኣለዎ። ተበታቲኑ ኣብ ሓሳብና ዝተቐመጠ ተምክሮ፡ ሓደ ምሉእ ስእሊ ሒዙ፡ ትርጉም ብዘለዎ ምርዳእ ክንርድኦ ክሕግዘና ይኽእል። ካብ ቦታ ሕፍረትን ውርደትን ፍርሕን፡ ናብ ቦታ ተስፋን ሓይልን ክንፈልቕ ይድግፈና። ስለዚ ታሪኽና ንምንጋር ትብዓት ይሃልወና። ዝሓለፈ ዝተዓጽወ ታሪኽ ይኹን፡ ኣብ ሕጂ ገድሊ ዝዀነና ንምንጋር ልብና ንኽፈት። ሽምና ክንነግር እንተደሊና ጽቡቕ። እንተዘይኰነ ናይ ብርዒ ስም ክንጥቐምን ንኽእል ኢና። ታሪኽና ንዓና ጥራይ ዘይኰነ፡ ንኻልኦት ትብዓትን ሓይልን ከም ዝህቦም ኣይንዘንግዕ።

ናይታ ኣብ ታሕቲ ዘላ ሕቶ መልሲ ኣስመራ ኢልኩም ኣእትው።

Please complete the required fields.