ናይ ሓንጎል ማህሰይቲ (Brain Injury)

ኪና እናዘወረ ከሎ በዚ መጺኣ ዘይበላ ካልእ መኪና ሃሪማቶ። መኪናኡ ፈጺማ ካብ ስራሕ ወጺኢ ኰይና ተደርብያ። ካብቲ ዝገርም ግና በዘይካ ጎንጺ፡ ማህሰይቲ ኣብ የማነይቲ ኢዱ፡ ካልእ ዝርአ ማህረምቲ ኣብ ኣካሉ …

መልሰ-ግብሪ ስምዒት

ልሰ-ግብሪ ስምዒት ክበሃል ከሎ ስምዒታትና ብነገራት ተለዓዒሉ እንህቦ መልሰ-ግብሪ እዩ። እዚ ኸኣ ብብረት/ጠበንጃ ክንገልጾ ንኽእል። ጠበንጃ ኣብ ውሽጣ ጠያይት ዝሓዘት እያ። እቲ ጠያይት ክትኰስ እንተዀኑ፡ ብመጀምርያ ጠያያት ዝሰነቐት ክትከውን ኣለዋ። …

ቊጽጽር ስምዒት

ዛዕባ ስምዒታትና ኣቃልቦ ክህልወና ኣገዳሲ እዩ። ምኽንያቱ ኣብ ህይወት ክንሰርር፡ ከመይ ኢልና ክንከይድ ከም ዘለና መልእኽቲ ይህቡና። ንስምዒታትና ኣፍልጦን መልሰ-ግብሪ እንተዘይሂብናዮ፡ እናበርትዐን እናጸዓቐን ይኸይድ። እዚ ዝዀነሉ ምኽንያት ከኣ፡ ኣቃልቦና ሂብና …

ስሉስነት ስምዒት፡ ምርዳእ ስምዒት

ምዒት ዓቢ ክፋል እንታይነትና እዩ። ኣብ መዓልትና ላዕልን ታሕትን ዝብል ዝተፈላለየ ስምዒት ንምኰር ኢና። ንገሊኣትና ንምእላዮም ቀሊል ክዀኑ ከለው፡ ንገሊኣትና ግና በዳህትን ኣጸገምትን ክዀኑ ይኽእሉ እዮም። ከም ኩሉ ሰብ ስምዒታትና …

ስምዒታዊ ል ዝ ቡ ነ ት

ዙሕ ጊዜ ኣብ እዋኑ ንምከሮ ኣውታዊ ይኹን ኣሉታዊ ስምዒታት ተረዲኡ ዝሕግዘና ሰብ ኣብ ንስእነሉ እዋን፡ “ዝርድኣለይ የብለይን” ካብ ዝብል ኣተሓሳስባ ናብ ብሕታውነት ነንሳሕብ ኢና። ናይ ባዕሉ ስምዒታት ኣመሓዲሩ፡ ስምዒታትና ዝርድኣልና …

ስምዒታዊ ምትእስሳር ምፍጣር

ስምዒታዊ ምትእስሳር እንታይ እዩ፧ ምስ ካልኦት ብቐረባ ከም ዝተኣሳሰርና ምልክቱ እንታይ እዩ፧ ኣብ ክልተ ተጻመድቲ ውሕሰነት ዘለዎ ምትእስሳር ንምህናጽ ዘጸገም ዶ ይመስለካ፧ ዝምድና/ምሕዝነት ንኽንሃንጽ ክንጽዕት ከለና፡ ስምዒታዊ ምትእስሳር እንታይ ምኻኑን …

ናይ ሕሉፍ ኣብ ሕጂ፡

ሓሳብ ርእሰ-ቅትለትን ቅትለተ-ሰብን ድሚኡ ኣብ 50ታት እዩ። ቆማትን ምልክዑን ሰብኣይ ከኣ እዩ። ርእሰ ቅትለትን ቅትለተ-ሰብ ከሸግሮ ስለ ዝጀመረ፡ ብወለንተናኡ ናብ ሕክምና ኣኣምሮ ሓገዝ ንምሕታት መጺኡ። ኣዚ ከምዚ ዝበለ ረባሺ ኣተሓሳስባ …

ኩራኻ ናብ “ምረት” ክፍልስ ኣይተፍቕድ

ኣብ ጉዕዞ ህይወት፡ በደል፡ ዓመጽ፡ ዘይፍትሓዊ ኣተሓሕዛ፡ ግህሰት ዘይተርፍ እዩ። ካብዚ ናጻ ክኸውን ዝኽእል የልቦን። ኣብዛ ውድቕቲ ዓለም፡ ካብ እንፈትዎም፡ እንኣምኖን፡ ዝተጎንጎናዮም፡ እንፈትዎም፡ እንቀርቦም፡ ዘይተጸበናዮ በደል ክገጥመና ተኽእሎ ከም ዘሎ …

ካብ ምርሃጽ፡ ምድማይ ይቐልል

“ኣብ ዕዮ ረብሓ ኣሎ። ዘረባ ከናፍር ግና ናብ ስእነት/ድኽነት ጥራይ የብጽሕ” ብጉዕዞ ህይወት ዝወርድ መግደራ ብዙሕ እዩ። ብብዝሒ ወይስ ብሒደት፡ ኩልና ናይ ገለ ነገር “ግዳይ” ኬንና ኣለና። ገሌና ኣብ ገዛእ …

ጽልዋ “ኰቪድ-19” ኣብ ኣእምሮኣዊ ጥዕናን ኣተኣላልያኡን

ዀቪድ-19 ብብዙሕ ገጻት ጸልዩና እዩ። ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣዊ፡ ስምዒታዊ፡ መንፈሳዊ ተጽዕኖ ጌሩ እዩ። እናኣስፋሕፈሐ ከይከይድ ከኣ፡ ኣእዳውና ብግቡእ ክንሕጸብ፡ ኣብ ቀላጽምና ክንህንጥስ፡ ገጽና ምትንኻፍ ክንገድፍ፡ ኣካላዊ ምፍንታትን ከነዘውትር፡ ብዝተኻእለና ኣብ ገዛ …