ድንጋጸ

ኩልና ብብዙሕ ነገር ንሓልፍ ኢና። ከከም ዓቅምኖ ንገጥሞ ናይ ህይወት ሰልፊ ከም ዘሎና፡ ናይ ኣደባባይ ምስጢር’ዩ። ካብዚ ናይ ህይወት ሓቂ ከኣ ወልሓደ ዘምልጥ የልቦን። ንገዛእ ርእሱ ክኽሕድ ዝደለየ እንተዘይኰኑ፡ ገዛእ …

መታን ክርሕብ

ኢሳቅ ምሳሌ እቶም ብማይን ብመንፈስን ዳግም ዝተወልዱ ውሉድ ኣምላኽ የመልክት። ገላ 4:22-31 ከምቲ ናይ ኣብርሃም ዘበለ ኩሉ ይስሓቅ ዝወረሰ፡ ከምኡ’ውን እቶም ውሉድ ኣምላኽ; ብኽርስቶስ ወረስቲ ኣምላኽ እዮም። ንኣምላኽ ወረስቱ ንክርስቶስ …