ማሕበራዊ መራኸቢታትን ኣእምሮኣዊ ጥዕናን

እሽቶ ዘመደይ እያ። ዕድሚኣ ኣብ ከባቢ 20 ኣቢሉ ይኸውን። ምስ ተሌፎና ዘለዋ ጥብቖ ርኡይ እዩ። ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ከኣ ከምዚ ክብል ሓቲተያ፦ “ንምንታይ ኢኺ ንግሆ ትስእ ምስ በልኪ ናብ ተሌፎንኪ …

ማሕበራዊ ብትከትን ኣእምሮኣዊ ጥዕናን

 ድሜአን ኣብ 60ታት እዩ። ሓሳብ ርእሰ ቅትለት ከሸግረን ስለ ዝጀመረ፡ ብገዛእ ፍቃደን (ብወለንትናአን) ናብቲ ዝሰርሓሉ ሕክምና ኣእምሮ መጺኣ። ዳርጋ 3ተ ሰሙን ሓሊፈ፡ ገዝአን ትፋነዋሉ ጊዜ ምስ በጽሐ፡ ከመይ ከም ዘለዋ ከዘራርበን …

ርሕራሔኣዊ/ለውሃታዊ ድኻም (Compassion fatigue)

 ሕራሔኣዊ ድኻም ኣብ ጥዕናዊ ማእኸል ዝሰርሑ ጥራይ ዝወርድ ዝነበረ ስምዒታውን ስነ-ኣእምሮኣውን ድኻም እዩ። ናይ ጥዕና ሰራሕተኛታት ምስ ብጉድለት ጥዕና ዝሳቀዩ ዝበዝሕ ግዚኦም ስለ ዘሕልፍዎ፤ ብሉጻትን ኪኢላታትን ድንጋጸ ዝመልኦም ኣለይትና ግዳያት …

ውሽጣዊ ሃልኪ/ጽንቓቐ

 ብ ሆስፒታል ጥዕና ኣእምሮ መሳርሕተይ እያ። ኣብ ለይቲ እያ እትሰርሕ። ኣደ ሰለስተ ቆልዑ ከኣ እያ። ብተወሳኺ ‘ውን ማስተርስ ክትውድእ ትምህርታ ትቕጽል ኣላ። እቲ ምሉእ ጊዜ እናተመሃርካን እናሰራሕካን ፈቲነዮ ስለ ዝፈልጥ …

ኣብነታት ባህርያት ርእሰ-ዕንወት

 እሰ-ዕንወት ማለት ብቀጥታ ይኹን ብተዘዋዋራ፡ ብንጡፍ ይኹን ብዘይ ንጡፍ መገዲ፡ ገዛእ ርእስኻ ዝሃሲ ነገር ክትገብርን ክትለማመድን ከለኻ ማለት እዩ። እዚ ኸኣ ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ምርዳእ እንገብሮ ባዕላዊ ተግባር እዩ። ባህርይ …

ማሕበራዊ-ብልሒ እንታይ እዩ፧

 ለስተ ኣጓብዝ ተመሃሮ ናብ ቤት ትምህርቲ ይጎዓዙ ነይሮም። እቶም ክልተ ብስነ-ህይወት ንፉዓት ስለ ዝነበሩ፡ ሕክምና ክጽንዑ ውጥን ነበሮም። ሓደ ቀቅድሚኦም ዝኸይድ ዝነበረ ጎበዝ መማህርቶም፡ ኣብ ስነ-ህይወት ክፍሊ ምሳቶም ይቋደስ ነበረ። …

ኣገዳሰነት ስምዒታዊ ደረት ኣብ ዝምድና

 ብ ብባህርይኡ ማሕበራዊ ጽጋረት (social species) እዩ። ምስ እንስሳ ዘይኰነ፡ ምስ ከምኡ ዝበለ ሰብ ንዝምድና፡ ንርክብ፡ ንምትእስሳር ተፈጢሩ። ልዑል ፈጣሪ ንኹሉ ሰራዊት ምድራን ሰማያትንን ፈጢሩ፡ ንሰብ ካብ ሓመደ ድምሪ ጌሩ፡ …

ዝምድናዊ ብልሒ

ቅድሚ ቅሩብ እዋን ከምዚ ዝበሃል ኣበሃህላ ነይሩ፡ “እንታይ ትፈልጥ ዘይዀነ፤ መን ትፈልጥ እዩ ኣገዳሲ”። ነዚኣ ኣገዳሲ ሓሳብ ቀጸላ ክውስኹላ ምስ ደለዩ ከኣ፡ “መን ትፈልጥ ጥራይ ኣኻሊ ኣይኰነን። ምስቶም ትፈልጦም ብኸመይ ትዋሳእን ትተኣሳሰርን ቀንዲ ረቋሒ ዝምድናታትና እዩ” ብምባል ይእልምቱ። እዚ …

“ቃንዛ” ጽቡቕ ዶ ሕማቕ፧

ርዙዝ ክርስትያን ጸሓፊ ፊሊፕ ያንሰይ፡ ከምዚ ክብል ኣብ መጽሓፉ ጽሒፉ። ብለምጺ (leprosy) ዝፍለጥ ፍሉይ ሕማም ኣሎ። እዚ ለምጺ’ዚ ነቶም ቃንዛ ተቐበልቲ (pain receptors) ወይ ደወል ቃንዛ ኣካላትና ዝዀኑ ወሃዮታት ብምሒር …

ካበይ መጺኺ፧ ናበይ ትኸዲ ኣለኺ፧

ጋር ሰበይቲ ወሰን ኣብርሃም ‘ያ። ብዓልቲ ቤቱ ሳራ ክትወልድ ሰለ ዘይከኣለት፤ ብስምምዕ ካብ ሰራሕተኛ ገዝኦም ዝነበረት ኣጋር ክወልዱ ተሰማሚዖም። ኣጋር ከም ዝጥነሰት ምስ ረኣየ ግና ንእመቤታ ከተቃልላን ከተስተናዕቓን ጀሚራ። እመቤታ …