ስምዒታዊ ዕዳ

ምዒትና ክፋል ማንነትና ‘ዩ። ከም ኩሉ ‘ታይነትና ክንፈልጦን ክንከናኸኖ ይግባእ። ከም ኩሉ ክህሰን፡ ክቆስልን፡ ክጉዳእን ከም ዝኽእል ምርዳእ ካብ ብዙሕ ነውጺ የድሕነና። ከምቲ ኣካላትና፡ ከምኡ ኸኣ ስምዒትና ዝብለና ክንሰምዕን ከነቕልበሉን …

ሕሉፍ ኣይሞተን፧ ሕሉፍ ድዩ ኸ፧

ብ ከባቢና ዝኸውን እንህቦ ምላሽ ካበይ ይብገስ፧ ብዛዕባ ገዛእ ርእስና ይኹነ ብዛዕባ ህይወት ዘለና ኣጠማምታ ቅርጺ ክሕዝ ዝገበሮ ‘ታይ ‘ዩ፧ ብዛዕባ መጻኢ ዘለና ትስፍውነትን ዓቕምና ርኢና ክገብሮ ይኽእል ‘የ እንብሎ …

“መፍቀርቲ ሰላም” ዶ “ገበርቲ ሰላም”፧

“ገበርቲ ሰላም ውሉድ ኣምላኽ ክበሃሉ ‘ዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም” ላም ጥዑም ‘ዩ። ሰላም ኣብ ግለሰብ፡ ቤተሰብ፡ ጎረባብቲ፡ ሃገር ኣገዳስነቱ ማንም ኣይዝንግዖን። ብፍላይ ንምዕባለ ቀንዲ መሰረት ‘ዩ። ብዘይ ሰላም ዝጠጥዐ የልቦን። …

መሰረታዊ ሓቂ ብዛዕባ ስምዒታትና

ብኽብርኣብ ይመስገን ሓደ ሓደ እዋን፡ ብስራሕ ይኹን ብካልእ ጉዳይ ካብ ደገ ረቒቐ ናብ ቤት እመጽእ እሞ፡ እቲ ንቡር ኩነታት ቤተይ ወይውን ኣዝዩ ንኡስ ጌጋ ደቀይ ወይ ሰበይተይ ከም ዓቢ ነገር …

ስምዒታዊ ተ ዘ ክ ሮ

ለ ተዘክሮታት ብገለ ምኽንያት ክለዓዓሉ ከለው፡ ንድሕሪት ተመሊስና ሕጂ ይኸውን ከም ዘሎ ስምዒታዊ ናህርኦም እንደገና ንምከሮ። እዚ ኸኣ “ስምዒታዊ ተዘክሮ” ይበሃል። እዚ ተዘክሮ ከኣ ደስ ዘብልን ዘይብልን ክኸውን ይኽእል። ‘ቲ …

ስምዒታዊ ም ኽ ን ያ ት

ብዛዕባ ንርእዮምን ንሰምዖም ነገራት መጎታዊ (logical)፡ ንቁሕን ቅድውን (sensible) ብዝዀነ መገዲ ክንሓስ ኣለና። ብፍላይ ብዛዕባ ነገራት ዘለና ስምዒት፡ ርትዓዊን ተገንዘባውን (reasonable) ክኸውን ኣለዎ። ብቕኑዕ መገዲ ንኸይንሓስብ፡ ስምዒትና ንሓሳባትና ከደናብዎ ከሎ፡ …

ስምዒታዊ ፈውሲ ዝስስነሉ ምርዳእ (2ይ ክፋል)

ብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል፡ ስምዒታዊ ፈውሲ ዝስስነሉ ምርዳእ ሰለስተ ነጥብታት ጠቒሰ ኣለኹ። ንሳቶም ከኣ ሓቒ ምንጋር፡ ከም ዝተጎዳእካ ምእማን፡ ምንጪ ዝጎድኣካ ፈሊኻ ምፍላጥ ዝብሉ ‘ዮም። ብምቕጻል ከኣ ‘ቶም ዝተረፉ ነጥብታት …

ስምዒታዊ ፈውሲ ዝስስነሉ ምርዳእ

ብ ጉዕዞ ህይወት ክንዓብን ንዝተፈጠርናሉ ዕላማ ብዝግባእ ክንነብር ተዀይኑ፡ ምሕዳስ ፍልጠን ኣተሓሳስባን ጥራይ ዘይኰነ፡ ምፍዋስን ምሕዳስን ስምዒታትና ኣገዳሲ ዩ። መገዲ ሕውየት ከኣ ዝጎድኣናን ዘሕዘነናን ክንፈልጦን ክንቕበሎን፡ ካብኡ ሓሊፉ ኸኣ ኣብ …

ኣንጻር ስምዒታዊ ሕውየት ዝሰርሑ ባእታታት (2ይ ክፋል)

ብ ዝሓለፈ 1ይ ክፋል ጽሑፎይ፡ዝተጎድአ ስምዒታትናን ስነ ኣእምሮናን ከነሕዊ መታን፡ ኣብ ጎደና ስምዒታዊ ሕውየት ህድእ ኢልና ከይንስጉም፡ ኣብ መገድና መሐንኰሊ ክዀኑና ዝኽእሉ ኣጠማምታን ኣተሓሳስባን ጽሒፈ ኣለኹ። ኣብኡ ብምህናጽ ከኣ ኣብ …

ኣንጻር ስምዒታዊ ሕውየት ዝሰርሑ ሓይልታት

…….ናይ ቀደም መዓልትታት ዚሔሸ ስለምንታይ ‘ዩ ኣይትበል፡ እዝስ ብጥበብ ኣይኰንካን እትሐቶ ዘሎኻ። ብዚ ምድራዊ ጉዕዞ፡ ዘይተጸበናዮም፡ ዘይወጠናዮም፡ ካብ ቁጽጽርና ወጻኢ ዝዀኑ ኩነታት ይገጥሙና ዮም። ኣብ ስነ-ኣእምሮናን ስምዒትና ዝገድፍዎ በሰላ፡ ኣሰር፡ …