ጉዕዞ ካብ ማህሰይቲ ናብ ስምዒታዊ ጥዕና

ኣብዛ ውድቅቲ ዓለም፡ ማህሰይቲ ክገጥመና ናይ ግድን’ዩ። እዚ ትንቢታዊ ዘረባ ኣይኰነን። የግዳስ ክውን ናይ ህይወት ተመክሮ’ዩ። ተፈጥሮ ዘበገሶ ኰነ ካብ ሰባት ካብ ዝገጥመና ማህሰይቲ ከነምልጥ ኣይንኽእል ኢና። ስለዚ ‘ቲ ዕላማ፡ …

“ኣነ ተጋግየ” ወይስ “ኣነ ጌጋ እየ”

ዕድሜኣ ኣብ 40ታት እዩ። ካብ ክልተ ሰብኡት; 4ተ ደቂ ከም ዘለውዋ የዕሊላትኒ። ደቃ ከመይን ኣበይን ከም ዘለው ምስ ሓተትክዋ ግና ደመት ትርኢታ ተደዊኑ፡ ገጻ ሓኹምሽቲ መሰለ። ናይ ደሓን ምዃና ምስ …

ስምዒታዊ መሰናኽል ንውጽኢታዊ ምዝርራብ

“ምዝርራብ” ኣብ ኩሉ መዳይ ህይወትና ይኣቱ። ብዘይ ውጽኢታዊ ዝርራብ፡ ዝጭብጭ ዝምድና፡ ሓዳር፡ ስራሕ፡ ዕርክነት፡ የልቦን። ዕውት ንግዲ ንምግባር፡ ጥቡቅ ምሕዝነት ምስ ቤተሰብ፡ መቅርብካ፡ መሓዝቱካ፡ ንምቅጻልን ንምዕቃብን፡ ውጽኢታዊ ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ …

መሰረታዊ ምርዳእ “ስምዒት”

“ካርቱን” ፊልም እፈቱ’የ። ንቆልዑት ኢሉ ዝተሰርሐ እኳ እንተዀነ፡ ኣነ ግና ኰፍ ኢለ፡ እናተደነቅኩን እናሰሓቅኩን እርእዮ። ሓሳቡ፡ ምብልሓት፡ መስመር ትረኻ፡ ኣዝዩ የገርመኒ። በቲ እ/ሔ ንሰብ ዝሃቦ ኣእምሮ ኸኣ እሕጎስ። ካብ ኩሉ …

ከም በሊሕ ፍላጻ፡ ኣብ ነፍሲ በሲዑ ስለ ዝኣተወ፡

ሓደ ካብ የዕሩኽተይ ዝነገረኒ ሓቀኛ ታሪኽ’ዩ። ካብ ኤርትራ ወጺኡ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኣቱ ድሮ ዓመታት ኣቁጺሩ’ዩ። ብተዛማዲ ህይወቱ ዝመርሓሉ፡ መጻኢኡ ኸኣ ዘቋምተሉ ስፍራ። ምስ ዓርኩ (ብርሃነ ናይ ሓቐኛ ሽሙ ኣይኰነን) …

“ኣገዳስነት” ናይ ህይወትካ ካብ ምንታይ ትደልዮ፧

ዘለናዮ ዘመን “ዕሉል” ዝበሃለሉ ስለ ዝዀነ፡ ኩሉ ሰብ ምህላዉን ኣገዳስነቱን ከረጋግጽ ህርድግ ዝብሃለሉ ሃዋህው ዝዓበለሎ ይመስል። ክንስማዕ፡ ክንርአ፡ ክንሕቆፍ፡ ክዝረበና፡ ክንትንከፍ ዘለና ድሌት ታእላው የብሉን። እዚ ከኣ ምሳና ዝተፈጥረ ዊንታ …

ጣቓ ደበና ዘጎልበቦ ኣእምሮ

ዕድሚኡ ኣብ ከባቢ 20ታት እዩ። ካብ ዘረባኡ ብ”ቅዛነት” ካብ ዝሳቐ ዓመታት ከም ዘቁጸረ የፍልጥ። እንተ ‘ዚ ዘለዎ ቅነ ግና ኣዝዩ ስለ ዝበርትዖ ብባዕሉ ክኣልዩ ኣይከለና። ክዛረበኒ ከሎ ንኸዕልል ብዙሕ ድሌት …

ብፍርሂ ዝድረኽ ህይወት ሰባት

ብፍርሂ ዝድረኽ ህይወት ሰባት ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ክፋላት ዝተፈላለዩ ጠንቂ ድሪኺት ሰባት ርኢና ኣሎና። ንሎሚ ድማ ብፍርሂ ዝድረኽ ህይወት ሰብ፡ ወይ ሰባት ነቲ ዝገብርዎ ነገራት ስለምንታይ ብፍርሂ ተደሪኾም ከም ዝገብርዎ …

ከረጺት ስምዒት

እብ12:1 – “ምእንትዚ ንሕና ድማ ብኽንድዚ ዚኣክል ደበና ምስክር ተኸቢብና ኸሎና፡ ንኹሉ ዚኸብደናን፡ ነቲ ዝጠብቀና ሓጢኣትን ነርሕቆ” ብዘይካ ‘ቲ ካብ መዓልታዊ ኣተሓሳስባና ዝምንጩ መዓልታዊ ንምከሮ ስምዒታት፡ ሕሉፍ ስምዒታዊ ተመክሮና ዝዋህለሉ …

ብቕርሕንትን ሓርቆትን’ዶ ትድረኽ ትህሉ፧

ብክቱር ቕርሕንትን ሓርቆትን (ናይ ውሽጢ ቁጥዓን) ዝድረኽ ህይወት ሰባት እዞም ብክቱር ቕርሕንቲ – ማለት ሓደ ነገር ምስ ኣኾረየካ ንነዊሕ እዋን ምስሓዝካዮ ናብ ቕርሕንቲ ይቕየር።  ቕርሕንቲ ድማ ኣብ ኩነታትን ኣብ ሰባትን …