“ፍርሒ መንጸግቲ” ዝዝውሮ ባህርይ ከመይ ይመስል፧

“ፍጽምቲ ፍቕሪ ንፍርሓት ተባርራ” ሰብ ማሕበራዊ ዘርኢ ኣለዎ። በይኑ ክነብር ኣይተፈጥረን። ልዕሊ መግቢ ዝብህጎ እምበኣር ይብጽሓኒ ‘ዩ ዝብሎ ዓንኬል ኣዕሩኽ፡ ቤተሰብ፡ ሕብረተስብ ክረክብ ‘ከሎ’ዩ። ከም ዝፍቐር፡ ዝሕቖፍ፡ ካልኦት ክቕበልዎ ከም …

4ተ “ም” ኣብ መሳልል ሕውየት ስነ ኣእምሮኣውን ስምዒታውን ማህሰይቲ

ብዚ ምድራዊ ጉዕዞ ዘይተጸበናዮ፡ ዘይተዳለናሉ፡ ዘይወጠናዮ፡ ናይ ምውህሃድ (adaptive) ዓቕምና ዝዝርግ፡ ጎባጢ (overwhelm) ዝዀነ ፍጻሜ ይገጥመና’ዩ። ኣብ ስምዒታትናን ስነ ኣእምሮናን ዝገድፎ ኣሉታዊ ጽልዋ ኸኣ ዓቢ’ዩ። ንባህርያትና ክሳዕ ክንደይ ክዝውሮን ክጥምዝዞን …

7ተ መሳልል/ደረጃታት ሓዘን

…….ጓሂ ልበይ ኣብ ውሽጠይ ምስ በዝሐ፡ ምጽንናዕካ ንነፍሰይ ኣይሐጎሳ! ተፍቕሮ ሰብ ብሞት ስለ ዝተፈለየካ ተናዊጽካ’ዶ ትኸውን፧ ርኢኻዮም ብዘይትፈልጥ ብርቱዕ ስምዒታትን ዕቡድ ሕላገትን ደንጽዮካ’ዶ ይኸውን፧ ከምይ ጌረ ክሓልፎም ኢልካ ኣስተንኪርካ’ዶ ይኸውን፧ …

9ተ ምልክታት ትሑት ስምዒታዊ ብልሒ/ፍህመት

….ንድኹም ብቓል ገይረ ምጽንናዕ ምእንቲ ኽፈልጥሲ፡ በጃኻ ኣምላኽ ናይ ምሁራት ልሳን ሀበኒ። ትሑት ስምዒታዊ ብልሒ/ፍህመት ብኸመይ ንዝምድና ይጸልዎ፧ ትሑት ስምዒታዊ ብልሒ፡ ኣብ ማሕበራዊ/ዕርክነታዊ ዝምድናታትና ብዙሕ ጽልዋ ዝገብር ጸገም ‘ዩ። ኣእምሮኣዊ ብልሒ …

ቁጽጽር ኣልቦ ዝዀነ ዘይእዱብ ባህርያት ምስ ቱራማ ዘለዎ ምትእስሳር

……ወይኒ ኸኣ ነቶም ነፍሶም እተመረረት ሰባት ደኣ ሀቡ።  ሓደ ካብ ባህርያትካ ገለ ጉድኣት የስዕበልካ ከም ዘሎ ኣስተውዒልካ፤ እንደገና ከይትደግሞ ቃል ኣቲኻ ትፈልጦ፧ ንድፍኢታቱ ክትቓወም ንገለ ሰዓታት ወይውን መዓልታት ዝከኣለካ ጽዒርካ፡ ግን ከኣ ኣብ መወፈጸምታ እናተሳዓርካ ተሸጊርካ’ዶ ትኸውን፧ ከምኡ እንተዀይኑ፤ ንርእስኻ ከም ድኽምቲ፤ ስስዕቲ፤ ውልፍ ፐርሰናልቲ፤ ኣካላዊ ጸገም፤ ወይውን መፈጠራዊ ጸገም ከም ዘለካ ከተእምን ተቐሲብካ ትፈልጥ’ዶ፧ ባህርያዊ ምላሽ ንሓደጋ ሓደጋ ከም ዘሎ ከነቅልብ ከለና፡ ከም ልማድ እንህቦ ልዙብ …

ኣድጊ ከማን ኣፋ ከፊታ እተዛረበት

(ዘሁ22:28) ኣታ ወዲ ሰብ ተዛረብ ደኣ እምበር ስቕ ኣይትበል! ድጊ’ዶ ተዛሪባ! እንታይ ደኣ’ሞ፣ ምስ ተመረረት፣ መግረፍቲ ምስ በዝሓ ተዛሪባ እወ። ንብዙሕ ዓመታት እኳ በሃም እንተነበረት፣ ሕጂ ግና ኣምላኽ ስለ ዝረድኣ፡ …

መገዲ እቲ ዓማጺ

“ኣብ ጸልማት ዝነገርኩኹም ብብርሃን ተዛረብዎ፡ ኣብ እዝንኹም ዝሰማዕኩምዎ ኸኣ ኣብ ናሕሲ ዄንኩም ስበኽዎ።” “መጽ” ኣብ ኩሉ ጽፍሒ ህይወት ክርአ ተኽእሎ ኣሎ። ካብቶም ኣዚና ንቐርቦምን ንኣምኖምን ወለድናን ኣዝማድናን ክጅመር ይእኽል። ካብኡ …

ኣፍካ ከፊትካ ታሪኽካ ምንጋር ዘለዎ ጥቕሚ

ኩልና ንምስካሙ ዘጸግም ከቢድ ተመክሮ ሓሊፍና ወይውን ንሓልፍ ኣለና። ‘ቲ ተመክሮ ኸኣ ኣብ ስነ-ኣእምሮና ኰነ ስምዒትና ዝገድፎ ኣሰር፡ ስምብራት፡ ኣለዎ። እዚ ከኣ “ቱራማ” ይበሃል። ኣብ ባህርይና፡ ስምዒትና፡ ስነ-ኣእምሮና ዘለዎ ሳዕቤን …

ስምዒታዊ ጽንዓት

ልና ንምዝራቡ ዘሸግር ኩነታት ንሓልፍ ኢና። ንምእላዩን ንምስካሙን ዘለና ዓቕሚ ግና ይፈላለዩ። ክልተ ሰባት ሓደ ዝዓይነቱ ፈተና ሓሊፎም፡ ንዝገጠሞም ጎባጢ ዝዀነ ብድሆ ዝህብዎ ምላሽ ይፈላለዩ። ሓደ እዋን ሓደ ጎበዝ ስፖርት …

ስምዒታዊ ዶብ ኣብ ዝምድና

ላዊ ዶባታት ምግባር፡ ጥዕና ዘለዎ ርክብ ኣብ ምምስራት፡ ጥዑይ ዝዀነ ርእሰ ጠመተ ኣብ ምህላው፡ ጭንቀትን ቅዛነትን ኣብ ምጉዳል ዓቢ ተራ ይጻወት። ንጹር ዶብ ምግባር፡ ኣብ መንጎ ንስኻን ንስኻ ዘይኰንካዮን ብምፍላይ፡ …