ካብ ስምዒታዊ ቃንዛ ንምሕዋይ ዝሕግዘና ምኽሪ

“…ዝኸብደናን ዝጠብቀናን ኣርሒቅና፡ በቲ ዝተሓንጸጸልና መቀዳደሚ ብትዕግስቲ ንጉየ” ህይወትና ምስ ርክብ፡ ዝምድና፡ ዝተኣሳሰረ’ዩ። ኩልና ጥዕና ዘለዎ ዝምድና ክንሃንጽ ጽምኣትና ጥልቂ’ዩ። እቲ ሓቂ እዚ ስለ ዝዀነ ኸኣ; ከም ንጽገትን ብሕታውነት ጌሩ …

8ተ ምልክታት “ተቆጻጸርቲ ስምዒት”

ጥዕና ዘለዎ ዝምድና፡ ኣብ ምትእምማንን ሓባራዊ ምክብባርን ውሕስነት ዝተሰረተ’ዩ። ነፍሲ ወከፍ ዋጋ ከም ዘለዎ፡ ብዘይ ቅድመ ኩነት ቅቡል ምኻኑን ክስምዖ ኣለዎ። ድሕረ ባይታኡ ብዘየገድስ፡ ህይወቱ ከርኢ ውሕስነትን ትብዓትን ክህልዎ መምዘኒ’ዩ። …

ኣብ ሓይሊ “ይቅሬታ” ዝርከብ ምንጋፍን ምሕዋይን

ሰብ ኣብ ጉዕዞ ህይወቱ ብብዙሕ ኣሉታውን ኣውንታውን ተመኩሮታት ይሓልፍ። ኣሉታዊ ተመኩሮታት ኣብ ህይወቱ ዝገድፎ ስምብራትን ኣሰርን ድማ ብዙሕ’ዩ። ንቅድሚት ገጹ ከይስጉም፡ ሕሩፍ ተመክርኡ ማሕለኻ ዝዀነ ብዙሕ ሰብ ኣሎ። ብሓቂ ናብ …

የሱስ፡ ብሉጽ ምሳሌኣዊ ስምዒታዊ ብጽሕና (3ይ)

ምድራዊ ጉዕዞ የሱስ፡ ብዙሕ ስምዒታት ዝተፈራረቆ ነይሩ። የሱስ ምሩጽ ምሳሌና ስለ ዝዀነ፡ ካብ ዝነበሮ ሰብኣዊ ባህርይ ብዙሕ ንመሃር። ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ክፋላት; የሱስ ብዝግባእ ዝገለጾ ስምዒታት ጽሒፈ ኣለኹ። ኣብኡ ብምህናጽ፡ …

የሱስ፡ ብሉጽ ምሳሌ ስምዒታዊ ብጽሕና (2ይ)

ስምዒታዊ ብጽሕናን ፍህመትን ክንሃንጾ ኣብ ንደሊ ዝምድና ኣገዳስነቱ ታእላው የብሉን። እዚ ኸኣ እ/ሔር ንሰብ ዝዓደሎ ጽቡቅ ውህበት ‘ዩ። እ/ሔር ስምዒት ኣለዎ። ንሰብ ድማ ብምስሉን ብመልክዑን ስለ ዝፈጠሮ፡ ስምዒት ዝበሃል እንታይነት …

የሱስ፡ ብሉጽ ምሳሌ ስምዒታዊ ብጽሕና (1ይ)

ናብ ስምዒታዊ ብጽሕና ገጽካ ትዓቢ’ዶ ኣለኻ፧ ኣብ ሕብረተሰብና ዘይዓበዩ ብዙሓት’ዮም። ወግዓዊ ትምህርቲ ብኸመይ ናብ ስምዒታዊ ብጽሕና ገጽና ንዓቢ ኣይምሃረናን። ብኣንጻሩ ንኸመዛዝን ኣእምሮና ኣዕብይዎ ክነሱ፡ ግን ከኣ ብኽሳራ ስምዒታትና’ዩ። ሃይማኖት’ውን እንተዀነ …

ካብ “ጾታዊ ዓመጽ” ናብ ሓሳብ “ርእሰ-ቅትለት”

ክልታኣተን ዕድሚአን 20 ዓመት ይገብራ። “ቅዛነት” ስለ ዘሸነፈን፡ ንሓሳበትን ጸልማት ስለ ዘገልበቦ፡ ሓገዝ ንምርካብ ኣብ ናይ ኣእምሮ ሕኽምና ብወለንትንአን መጺአን። እዚ ኸኣ ዝነኣድ ስጉምቲ’ዩ። ኣብዚ ከምዚ በዳሂ ኩነታት እንከለዋ ኸኣ …

“ስምዒታዊ ብቅዓት” ኣብ ምህናጽ ጥዕና ዘልዎ ርክብን ዝምድናን

ስምዒት ጽቡቅ ሕብሪ ዘለዎም፡ መሳጢ፡ ማራኺ፡ ሰሓቢ፡ ኣገዳሲ ዓቀን ዘለዎ፡ ሰብኣዊ ተመክሮ’ዩ። እዚ ኸኣ ሰብ ካብ ዝፍጠር ኣትሒዙ ዝነበረ፡ ንኽንነብርን ብህይወት ንኽንህሉን ኣዝዩ ካብ ዝጠቅመና፡ ኣምላኽ ዝሃበና ውህበት’ዩ። ህይወት ብምልኣት …

ብልሂ ሰማዒ

ብ ል ሂ  ሰ ማ ዒ

መበገሲ ጥቕስታት ኢሳይያስ 50 (Isaiah) 4፤ ንድኹም ብቓል ገይረ ምጽንናዕ ምእንቲ ኽፈልጥሲ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ምሁራት ልሳን ሀበኒ። ኣብ ጸጽባሕ የንቅሕ፡ ከም ተመሃሮ ኽሰምዕስ፡ ንእዝነይ የንቅሖ። ያእቆብ 1 (James) 19—20፤ …

ናይ መጨረሽታ ሽቶ፡ “ወደ መዝሙር” ሙዃንና

የሱስ ካብ ምውዋታት ድሕሪ ምትንሳኡ፡ ናብ ሰማይ ቅድሚ ምዕራጉ፡ ዝሃበና ዝዓበየ ትእዛዝ እንተሃልዩ፥ “ስለዚ ኪዱ ንኹሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመኩም፡ ዝኣዘዝኩኹም ኩሉ ክሕልው እናመሃርኩም፡ ደቀ መዛሙርተይ ግበርዎም። …