ጽልዋ “ጾታዊ ዓመጽ” ኣብ ስምዒታዊ ጥዕና

ኣብዚ ምድራዊ ጉዕዞና ዘይተጸበናዮ፡ ዘይሓሰብናዮ፡ ብዙሕ ነገር ይገጥመና’ዩ። ከም ሳዕቤኑ; ኣብ ህይወትና ዝገድፎ ስምብራትን ስብራትን ታእላው የብሉን። ከም ጾታዊ ዓመጽ (sexual abuse) ጌሩ ንልቢ ዝዘብሕን ዝሰብርን ከም ዘየለ ግና ፈላጣት …

ንኸይፈሪ ሓኒቑ ዝሓዞ እሾኽ፡ ዘይተገርሐ ስምዒት

ዝሓተትናዮ ኣገዳሲ ሕቶ እንተነይሩ፡ ስለምንታይ ኢና ብዙሕ ንመሃር፡ ፍሬና ግና ሒደት ዝኸውን፧ ዝብል እዩ። ብዙሕ እናበልና ከለና ኸኣ፡ ሓደ ሓሳብ ተገሊሁልና። እቲ ሓሳብ ምስ በርሃልና ኸኣ፡ እንሆ ኣብ መርበብካ ክትጽሕፎ …

ጽልዋ ማህሰይቲ ኣብ ኣእምሮኣዊ ጥዕና

ኣዝዩ ዘገርምን ንነፍሲ ባህታ ዝህብን ሓቂ እንተሃልዩ፡ ሰብ ንርክብ፡ ዝምድና፡ ከም ዝተፈጥረ ምፍላጥ’ዩ። ብሓቂ ተኣሳሲሩ ናይ ህይወት ጉዕዝኡ ክገብር ምስ ዝኽእል፡ ዝሰንቆ ሓይሊ ብዙሕ’ዩ። ካብታ ብዘይ ምእዛዝ ሓጢኣት ናብ ዓለም …

ጉዕዞ ካብ ማህሰይቲ ናብ ስምዒታዊ ጥዕና

ኣብዛ ውድቅቲ ዓለም፡ ማህሰይቲ ክገጥመና ናይ ግድን’ዩ። እዚ ትንቢታዊ ዘረባ ኣይኰነን። የግዳስ ክውን ናይ ህይወት ተመክሮ’ዩ። ተፈጥሮ ዘበገሶ ኰነ ካብ ሰባት ካብ ዝገጥመና ማህሰይቲ ከነምልጥ ኣይንኽእል ኢና። ስለዚ ‘ቲ ዕላማ፡ …

“ኣነ ተጋግየ” ወይስ “ኣነ ጌጋ እየ”

ዕድሜኣ ኣብ 40ታት እዩ። ካብ ክልተ ሰብኡት; 4ተ ደቂ ከም ዘለውዋ የዕሊላትኒ። ደቃ ከመይን ኣበይን ከም ዘለው ምስ ሓተትክዋ ግና ደመት ትርኢታ ተደዊኑ፡ ገጻ ሓኹምሽቲ መሰለ። ናይ ደሓን ምዃና ምስ …

ስምዒታዊ መሰናኽል ንውጽኢታዊ ምዝርራብ

“ምዝርራብ” ኣብ ኩሉ መዳይ ህይወትና ይኣቱ። ብዘይ ውጽኢታዊ ዝርራብ፡ ዝጭብጭ ዝምድና፡ ሓዳር፡ ስራሕ፡ ዕርክነት፡ የልቦን። ዕውት ንግዲ ንምግባር፡ ጥቡቅ ምሕዝነት ምስ ቤተሰብ፡ መቅርብካ፡ መሓዝቱካ፡ ንምቅጻልን ንምዕቃብን፡ ውጽኢታዊ ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ …

መሰረታዊ ምርዳእ “ስምዒት”

“ካርቱን” ፊልም እፈቱ’የ። ንቆልዑት ኢሉ ዝተሰርሐ እኳ እንተዀነ፡ ኣነ ግና ኰፍ ኢለ፡ እናተደነቅኩን እናሰሓቅኩን እርእዮ። ሓሳቡ፡ ምብልሓት፡ መስመር ትረኻ፡ ኣዝዩ የገርመኒ። በቲ እ/ሔ ንሰብ ዝሃቦ ኣእምሮ ኸኣ እሕጎስ። ካብ ኩሉ …

ከም በሊሕ ፍላጻ፡ ኣብ ነፍሲ በሲዑ ስለ ዝኣተወ፡

ሓደ ካብ የዕሩኽተይ ዝነገረኒ ሓቀኛ ታሪኽ’ዩ። ካብ ኤርትራ ወጺኡ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኣቱ ድሮ ዓመታት ኣቁጺሩ’ዩ። ብተዛማዲ ህይወቱ ዝመርሓሉ፡ መጻኢኡ ኸኣ ዘቋምተሉ ስፍራ። ምስ ዓርኩ (ብርሃነ ናይ ሓቐኛ ሽሙ ኣይኰነን) …

ኣብ መዕቆቢ ክትኰነና ዝኣመናያ ቸርች ክንጉዳእ ከለና እንታይ ንግበር፧

ኩሉ ሰብ ዝብጽሓኒ ዝብሎ ዓንኬል ሕብረተ-ሰብ ክህልዎ ዘልዎ ድሌት ታእላው የብሉን። ከም ዘለዎ፡ ብዘይፍርድን ተጉላባን ዝቅበልዎ፡ ብርታዔዑ ጥራይ ዘይኰነ ድኻሙ ዝስከሙ መሓዙትን ኣዕሩኽን ምስ ዝረክብ ዝስምዖ ባህታ ብዙሕ’ዩ። ብቅዓቱን ክእለቱን …

“ኣገዳስነት” ናይ ህይወትካ ካብ ምንታይ ትደልዮ፧

ዘለናዮ ዘመን “ዕሉል” ዝበሃለሉ ስለ ዝዀነ፡ ኩሉ ሰብ ምህላዉን ኣገዳስነቱን ከረጋግጽ ህርድግ ዝብሃለሉ ሃዋህው ዝዓበለሎ ይመስል። ክንስማዕ፡ ክንርአ፡ ክንሕቆፍ፡ ክዝረበና፡ ክንትንከፍ ዘለና ድሌት ታእላው የብሉን። እዚ ከኣ ምሳና ዝተፈጥረ ዊንታ …